| ኣካዳሚ ዳዕሮ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሓምለ 24, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 2, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | ዳ/0092497/06 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ደረጃ ትምህርቲ : 1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን English Tigrigna Mathematics Chemistry Physics General Business History Geography Civics Technical drawing Amharic Economics Aesthetics |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ምስ ሰላምታ ዳዕሮ ኣካዳሚ እድራሻ ክ /ከተማ ሐወልቲ ጣብያ ዓዲሓ ስቁ 0933 222310 |