https://milkta.com/ti/jobs/display/371
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ንብረት ምምሕዳር
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 18, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 25, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 22-4-11
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።

ደረጃ ትምህርቲ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት

ስራል ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም።

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 16/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/11/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላ/ቤት/ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22 እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንሕብር።

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle