| ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ላብራቶሪ ቴክኒሻል |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 26, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 28, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 5-2-94 5-2-95 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ አብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
ወይ
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሐሳሰቢ
|