ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ጥቕማ ጥቕሚን ትልምን ምውፋርን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 23, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 27, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | ኣ-ስ-ከ 8 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም። ፅሑፋት ምድልው ስልጠና ምሃብን ዝክእል ብስነ-ምግባሩ ኣርኣያ ዝኮነን ንለውጢ ዝተቐረበ ኮይኑ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ፣ ሶሾሎጂነ ሕግብ ካልኦት ተመሳሰልትን
4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ስራሕ ልምዲ 12 ዓመት
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መብርሂ ብመምርሒ መሰረት ሲ.ኦ.ሲ ዝሓትት ተኮይኑ ክቅርብ ኣለዎ ብዝውውር መሃያ በቲ ዝጠቀሰ ዘሎ ክቅዕእ ዝደለየ/ት ሲ.ኦ. ኣይሕተትን
|