https://milkta.com/ti/jobs/display/352
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
መፀውዒ መደብ ወናኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 23, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 27, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 27-9-4-1
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም።

 ምትላም ምትሕብባርን ክእለትን ፍልጠትን፣ ብቑዕ ናይ ኮሚኒኬሽን ክእልት፣ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት፣ ኣዋጃት ደንብታትን መምርሒ፣ ስልጠና ምሃብን ፣ ብስነ-ምግባር መርኣያ ዝከነል ንለውጢ ድልዊ ዝኮነ

ቐዳማይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ ፐፕሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊሰብን ዝተመረቐን 7+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ።

ብዶክትሬት ዲግሪ ዝመረቀ 3+ ዓመት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መብርሂ

ፃታ ኣይፈልን

ደቂ ኣንስትዮ ጉድኣት ኣካልን ብናይ ሲቪል ሰርቪሰ መምርሒ መሰረት ይብረታትዒ

በቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 19/10/2006 ክሳብ 25/10/2006 ዓ/ም ኣበ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 8 እናመፃእኹም ክትምዝገቡ እባተሓሳሰብና ዕለት 26/10/2006 ዓ/ም 4፡30 ምልመላ እንትኮን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድማ ዕለት 27/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምኸኑ ነፍልጥ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle