ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ዌብሳይት ኣድሚኒስትሬተር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 20, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሰነ 25, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 12-3-10 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብውሽጢ ዕንየት፣ ውሽጢ ዝውውር፣ ብደገ ዝውውርን ብቑፃርን ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ብቀደም ሰዓብ ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።
መደብ ስራሕ ብዝሓተ መስመር ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 20/10/2006-24/10/2006 ዓ/ም 5 ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ። ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157 ፋክስ 0344-408406 |