https://milkta.com/ti/jobs/display/333
ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለ
መፀውዒ መደብ ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 19, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 24, 2006
ቦታ ፈረስማይ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ፈረስማይ ሓሓይለን ከባቢኡን ቀፂሎም ዝተገለፁ ሞያተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራን ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲ 

  • ካብ ለቨል 3 ንላዕሊ

ግልጋሎት ዘመን

  • 1 ዓመት

ደሞዝ ብስምምዕነት
ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ንኡስ ወረዳ ሓሓይለን ተከማ ፈረስ ማይ
ዝግለ መረዳእታ
ናይ ምህርቲ መረዳእታ ዋንኡ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ማመልከቻ ዝውድኣሉ ዕላተ ክሳብ 23/10/2006 ዓ/ም
ቦታ   ኣብ ዕዳጋ ቀዳማይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ ረ337

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle