ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ገንዘብ ተሓዚ/ት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 13, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 17, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 2-ክ12-16-2-8 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖር ስለዝደሊ እዚ ዝተቐመጠ ረቋሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም። ተደላይ ክእለት 1. በዚ መስመር ሞያ 12 ክፍሊ ዝወደአ ወይ ብሓዱሽ ፖሊሲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ 2. ካብ ቴ/ሙያን 10+1 ወይ 1ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 3. ካብ ቴ/ሙያን 10+2 ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 4. ካብ ቴ/ሙያን 10+3 ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት 5. ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይም 4 ዓመት ኮሌጅን ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 1. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 10 ዓመት ልምዲ ስራሕ 2. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 8 ዓመት ልምዲ ስራሕ 3. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 6 ዓመት ልምዲ ስራሕ 4. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 4 ዓመት ልምዲ ስራሕ 5. ንተደላይ ክእለት ተራ ቁፅሪ 1 2 ዓመት ልምዲ ስራሕ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 09-16/10/2006 ዓ/ም ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0348402065 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣደላይ ዝበለ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ኣለኩም ፈተና ዝወበሉ ዕለት 17/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቦታ ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝውውር ተተረኺቡ ቅድሚያ ንሕብ ንዝውውር ሓተትቲ ውፅኢት ተኮር ተተካኢሉ ናይ ሰለስተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ዝገልፅ እንተዘይኮነ ናይ ክልተ ሰሚስተር ማእከላይ ውፅኢት ክተቅርቡ እትክሉ ፅሬት ማሕደርን ድጋፍ ደብዳቤ ክትቅርቡ እርኽዕሉ |