https://milkta.com/ti/jobs/display/323
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ምምልማልን ምርግጋፅን ምውፋር መዘንቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 5, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 12, 2006
ቦታ ማይጨው
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 36-3-1-12
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ዞባ ደቡብ/ማይጨው


ብስራሕቲ ናውንቲ ማይ ዝተመረቐ

ን1ይ ዲግሪ 9+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

ን2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኑ/ና ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ብደረጃ4 ተመዚኑ ብቁፅ ዝኮነ/ት

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ


 

 

 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ

መመዘገቢ ቦታ

ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ

ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ

ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር


 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle