| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ክኢላ ፋይናንስ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጉንበት 30, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ቐፂሉ ንዝተዘረዘረ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ ክትቆፅር ትደሊ በዚ መሰረተ ንክትወዳደሩ ንዕድም ተደላይ ክእለት ዲግሪ ሒሳብ አተሓሕዛ ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ክፍሊ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ ቢሮ 01 ምዝገባ ዕለት ካብ ዕለት 25/09/2006 ክሳብ 29 /09 /2006 ዓ/ ም ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ካልኦት ሓገዝቲ ፅሑፋት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ፈተና እዋን ንቅድሚት ብዝጥዕም መንገዲ ንሕብር |