ኔትዎርክ ቴክኒሻን

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ
መብርሂ
ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብኔትዎርክ ቴክኒሻን ዝተመረቐ/ት ብጂ.ኣይ.ኤስ ሞያ ዘለዎ ልምዲ ምያ ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5+ ዓመት፣ ብማስተርስ ዲግሪ 3+ ኣግባብ ዘለዎ ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ብተሓሳቢ ፕሳ-1 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን።
Share this Post:
ድሕሪት