ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኔትዎርክ ቴክኒሻን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጉንበት 19, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 28, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 20-3-31 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብተመሳሳሊ ሞያን ብርኪን ስራሕን መሃያን ከዛውርን ክቖፅርን ይደሊ። ተደላይ ኽእለት ብኔትዎርክ ቴክኒሻን ዝተመረቐ/ት ብጂ.ኣይ.ኤስ ሞያ ዘለዎ ልምዲ ምያ ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5+ ዓመት፣ ብማስተርስ ዲግሪ 3+ ኣግባብ ዘለዎ ልመዲ ስራሕ ዘለዎ/ዋ ብተሓሳቢ ፕሳ-1 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መረዳእታ ትምህርቲ ይጠቕመና ትብልዎ ዶኩመንትን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኹም ትምዝገቡ ትኸእሉ/ላ እቲ ዕድል ንደገ ዝውውር ይወሃብ ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/09/2006 ክሳብ 27/09/2006 ዓ/ም ብስራሕ ሰዓት ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምም/ር ኣጨቓ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ይኸውን። |