በዓልሞያ ትልምን ምውፋርን ሓይሊሰብ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር
መብርሂ
ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብዝውውር ብመደብ መፍለይ ካብ ዝመሓደሩ ስራሕተኛታተት ከወዳዲር ስለዝደሊ ዝወፀ ረቛሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ተከታተልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ዓይደር እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ከምትክእለየ ነፍልጥ። ተደላይ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪ ብማኛጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፓብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዘለዎም ምያታት ዝትመረቐ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ንቐዳማይ ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣዋጃት ደንብታት መምርሕታት ክልልልና ብደንቢ ዝፈልጥ ብትልምን ምውፋር ወይ ምምሕዳር ሕ/ሰብ እንዳሰርሐ ዝነበረ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 08-14/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክፍለ ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ልምዓት መ/ራን ኣድላይ ዝበለ መረዳእታ ት/ቲ ስራሕ ልምድን ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒተን ክተቕርቡ ኣለኩም ፈተና ዝወሃበሉ ንቐፃሊ ብምልክታ ዝግለፅ ይኸውን
Share this Post:
ድሕሪት