https://milkta.com/ti/jobs/display/287
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር
መፀውዒ መደብ በዓልሞያ ትልምን ምውፋርን ሓይሊሰብ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 11, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 15, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መ.መ.ቑ 4-ክ12-10-2-1
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከተማ ዓይደር ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብዝውውር ብመደብ መፍለይ ካብ ዝመሓደሩ ስራሕተኛታተት ከወዳዲር ስለዝደሊ ዝወፀ ረቛሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ተከታተልቲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ ዓይደር እናቐረብኩም ክትምዝገቡ ከምትክእለየ ነፍልጥ። ተደላይ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪ ብማኛጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፓብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዘለዎም ምያታት ዝትመረቐ ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ንቐዳማይ ዲግሪ 6+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣዋጃት ደንብታት መምርሕታት ክልልልና ብደንቢ ዝፈልጥ ብትልምን ምውፋር ወይ ምምሕዳር ሕ/ሰብ እንዳሰርሐ ዝነበረ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሓሳሰቢ መመዝገቢ ዕለት ካብ 08-14/09/2006 ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክፍለ ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ልምዓት መ/ራን ኣድላይ ዝበለ መረዳእታ ት/ቲ ስራሕ ልምድን ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒተን ክተቕርቡ ኣለኩም ፈተና ዝወሃበሉ ንቐፃሊ ብምልክታ ዝግለፅ ይኸውን
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle