መብርሂ | ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ፀሓፊትን ምምሕዳር ኦፊሰር ብኮንትራት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለ ዝደሊ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ንኽትወዳደሩ/ራ ይዕድም። ተደላይይ ክእልትን ዓይነት ትምህርትን ናይ ቐደም 12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ትምህርቲ 10ይ ክፈሊ ዝወዳኣት 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+ ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪ 1 ዝተመረቐ/ት ወይም ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወዳኣት 6+ ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርትፊኬት ዝተመረቐት ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝተወዳአት 4+ ዓማት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 2+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብብርኪ IV ዝተመረቐት ወይ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ብስርቲፊኬት ዝተመረቐት ወይ ብብርኪ ዝተመረቐት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣት 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |