ኪኢላ ላይበረርን ዶክሜንቴሽን

ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ
መብርሂ
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብላይብረሪ ሳይንስ ብኣይ.ቲ ልምዲ ዓመት 8 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር።
Share this Post:
ድሕሪት