https://milkta.com/ti/jobs/display/279
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ላይበረርን ዶክሜንቴሽን
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 8, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 14, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 6-22-10-19
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ዲፕሎማ ልዕሊኡን ብላይብረሪ ሳይንስ ብኣይ.ቲ ልምዲ ዓመት 8 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር።
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle