| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ካሜራ ማን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰንበት ሓምለ 27, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 22-6-3 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ላዕ/ቤተ ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክዕቢ ክቖፅር ይደለ። ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎም ልዕሊኡን ብቪድዮን ፎቶካሜራን ብተወሳኪ ኣይቲ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ 6 ዓመት ልዕሊኡን ብኦድዮ ቪዝዋል፣ ብፎቶ ግራፍ፣ ብኪኢላነት ምውዳድ ድምፅን ምስልን ዝሰርሐ/ት |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውፅጢ 6+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብንሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሊ ጀሚሩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ክትምዝግቡ ንሕብር። ናይ ፈተና እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምኳኑ ብተወሳኺ ንገልፅ። |