| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኢንግሊዝኛ መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሕዳር 11, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰንበት ሕዳር 15, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | |
| መብርሂ | ደረጃ ትምህርቲ ብቋንቋ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ 1+ ዓመት ዝሰርሐ/ት ወርሓዊ መሃያ ብስምምዕነት በዝሒ 1 ስራሕ ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ምቀለ ካምፓስ ኒውሚለንየም ዩኒቨርስቲ ኮሎጅ ፐርሰኔል ግልጋሎት ካብ 07/03/2006 –15/03/2006 ዓ/ም ክሳብ 600 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ እትክእሉ ነተሓሳስብ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-41 0465 ኒው ሚለንየም ኢንስቲትዩት ኣ.ማ |