ወናኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝቢ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መብርሂ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ቢኤ / ኤም ኤ ዲግሪ ብቋንቋ፣ ጆርናሊዝምን ኮሚኒኬሽን፣ ትያትሪካል ኣርት፣ ማናጅመንት፣ ፖለቲካል ሳይንስ ስራሕ ልመዲ 8 ዓመት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሐሳሰቢ ኣመልከቲ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ከትቀርቡ ብሰርሐሉ ቤት ዕዮ ስነ-ምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ ምዝገባ ዝካየደሉ ክብ መጋቢት 29/07/2006 ክሳብ ሚያዝያ 08/2006 ዓ/ም ዘሎ እዋን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ሚያዝያ 20/2006 ዓ/ም

Share this Post:
ድሕሪት