| በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ወናኒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ርክብ ህዝቢ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 30, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ቢኤ / ኤም ኤ ዲግሪ ብቋንቋ፣ ጆርናሊዝምን ኮሚኒኬሽን፣ ትያትሪካል ኣርት፣ ማናጅመንት፣ ፖለቲካል ሳይንስ ስራሕ ልመዲ 8 ዓመት |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሐሳሰቢ ኣመልከቲ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ከትቀርቡ ብሰርሐሉ ቤት ዕዮ ስነ-ምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ ምዝገባ ዝካየደሉ ክብ መጋቢት 29/07/2006 ክሳብ ሚያዝያ 08/2006 ዓ/ም ዘሎ እዋን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ሚያዝያ 20/2006 ዓ/ም |