ፀሓፊት - secretary
ራክሚንት ሲስተም ሓ/ዝተ/ዉ/ማመብርሂ
ራክሚንት ሲስተም ሓ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ፀሓፊት (secretary) አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ትምህርቲ ደረጃ
10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን
ተደላይይ ክእለት
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ(ግእዝን ኢንግሊዝኛን ናይ ምፅሓፍ ክእለት ከምኡዉን ናይ ኢንተርኔት አጠቃቀማ ክእለት ዘለዎ)
ልምዲ ስራሕ
0 ዓመትን ልዕሊኡን
መተሓሳሰቢ
ናይ ምዝጋበ እዋን ካብ 12/03/2010 ዓም ክሳብ 26/03/2010 ዓም ኣብ ዘለዎ ግዘ Âአድላዮ መረዳእታ ትምህርቲ (ሰርትፍኬት) ብ email ኣድራሻናÂ [email protected]Â ምልኣኽ ከምትኽእላ ነተሓሳስብ
ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ Â ነተሓሳስብ
ኣድራሻ :መቀለ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ህንፃ
ስልኪ ቁፅሪ 0344411006
Share this Post:


