| ራክሚንት ሲስተም ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፀሓፊት - secretary |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሕዳር 12, 2010 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሕዳር 27, 2010 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ራክሚንት ሲስተም ሓ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ፀሓፊት (secretary) አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
| ተደላይይ ክእለት | መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ(ግእዝን ኢንግሊዝኛን ናይ ምፅሓፍ ክእለት ከምኡዉን ናይ ኢንተርኔት አጠቃቀማ ክእለት ዘለዎ) |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝጋበ እዋን ካብ 12/03/2010 ዓም ክሳብ 26/03/2010 ዓም ኣብ ዘለዎ ግዘ Âአድላዮ መረዳእታ ትምህርቲ (ሰርትፍኬት) ብ email ኣድራሻናÂ [email protected]Â ምልኣኽ ከምትኽእላ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ Â ነተሓሳስብ ኣድራሻ :መቀለ ቀዳማይ ወያነ ዕዳጋ ህንፃ ስልኪ ቁፅሪ 0344411006 |