ሞተርኛ ፖስተኛ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

10ይ ክፍሊ ዝወደአ 2ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ

ተደላይይ ክእለት

10ይ ክፍሊ ዝወደአ 2ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ

ልምዲ ስራሕ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 2ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብ
Share this Post:
ድሕሪት