| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሞተርኛ ፖስተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም መስከረም 20, 2010 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ መስከረም 25, 2010 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10ይ ክፍሊ ዝወደአ 2ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ |
| ተደላይይ ክእለት | 10ይ ክፍሊ ዝወደአ 2ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ |
| ልምዲ ስራሕ | ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 2ተ ዓመት |
| መተሓሳሰቢ |
|