ጨንፈር ስራሕ መካየዲ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

ማሕበር ኣክስዩን ፋይናንስÂ ኣደዳይ ኣብ ጨንፈር ኣለማጣ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኣተሓሕዛ ሒሳብ : ቢዝነስ ማኔጅመንት : ማኔጅመንት: Â ኢኮኖሚክስÂ

ልምዲ ስራሕ

4 ዓመት ልዕሊኡን እንተነኣሰ 2 ዓመት ብላዕለዋይን ማእክላይን ሓላፍነት ዝሰርሐ/ትÂ

መተሓሳሰቢ
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ጨንፈር ኣላማጣን ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ 3ይ ደብርን
  • ደቂ ኣንስትዩ ነተባብዕ
  • ጥቅማጥቅሚ ንሞባይል ንትርስፖርት ንገዛ ክራይን ከምንከፍል ንሕብር
Share this Post:
ድሕሪት