| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጨንፈር ስራሕ መካየዲ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ መስከረም 4, 2010 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ መስከረም 10, 2010 |
| ቦታ | ኣለማጣ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ኣክስዩን ፋይናንስÂ ኣደዳይ ኣብ ጨንፈር ኣለማጣ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣተሓሕዛ ሒሳብ : ቢዝነስ ማኔጅመንት : ማኔጅመንት: Â ኢኮኖሚክስÂ |
| ልምዲ ስራሕ | 4 ዓመት ልዕሊኡን እንተነኣሰ 2 ዓመት ብላዕለዋይን ማእክላይን ሓላፍነት ዝሰርሐ/ትÂ |
| መተሓሳሰቢ |
|