ሳይት ሱፐርቫይዘር

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕ ደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ ብሲቪል ምህንድስና

ኮንስትራከሸን ቴክኖሎጅን ተዛመድቲ ትምህርትን

ተደላይይ ክእለት

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር(Atuto cad and excel)

ልምዲ ስራሕ

4 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ኮንትራት ንሓደ ዓመት

ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ኬዝቲም ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት 05 /12/ 2009 ዓም ክሳብ 18 /12 /2009 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት

ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት ኦርጅናልን ፎቶኮፒን ሒዝኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ

Share this Post:
ድሕሪት