| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሳይት ሱፐርቫይዘር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 5, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 18, 2009 |
| ቦታ | ዳንሻ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | XIV |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕ ደለይቲ አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ ብሲቪል ምህንድስና ኮንስትራከሸን ቴክኖሎጅን ተዛመድቲ ትምህርትን |
| ተደላይይ ክእለት | መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር(Atuto cad and excel) |
| ልምዲ ስራሕ | 4 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | ኮንትራት ንሓደ ዓመት ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማልት ኬዝቲም ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት 05 /12/ 2009 ዓም ክሳብ 18 /12 /2009 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ካልኦት አድለይቲ መረዳእታታት ኦርጅናልን ፎቶኮፒን ሒዝኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ |