ጀነራል ኣካዉንታንት

ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

ፍረ ስዉአት ስራሕቲ መንገዲ ሓ /ዝ/ዉ /ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩምን ተወዳደርቲ ረቋሓታት እተማልኡን ተወዳደርቲ ክተመልኡ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሰቲ ብዲግሪ ዝተመረቐ/ት

ተደላይይ ክእለት

አካዉንቲንግ

ኮምፒተር :ፒስትሪÂ

ልምዲ ስራሕ

ድሕሪ ምረቃ 1ዓመት ዝሰርሐ/ት ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐት ቅድሚያ ተመራፂ/ት ትከዉን/ት

መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዕለት ካብ 1/12/2009 ዓም ክሳብ 6/1/2009 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ንቅድሚት ክግለፅ እዩ
  • ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ረቆሒታት እተማልኡ ኣመልከቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ ዓድ ሓቂ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፈይናንስ ዝርከብ ህንፃ ምሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ(TDVA) 6ይ ደብሪ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅርታት 0344415254 / 0344415247 / 0344415287 Â ይደዉሉ

Â

Share this Post:
ድሕሪት