| ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጀነራል ኣካዉንታንት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 2, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ነሓሰ 6, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፍረ ስዉአት ስራሕቲ መንገዲ ሓ /ዝ/ዉ /ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩምን ተወዳደርቲ ረቋሓታት እተማልኡን ተወዳደርቲ ክተመልኡ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሰቲ ብዲግሪ ዝተመረቐ/ት |
| ተደላይይ ክእለት | አካዉንቲንግ ኮምፒተር :ፒስትሪÂ |
| ልምዲ ስራሕ | ድሕሪ ምረቃ 1ዓመት ዝሰርሐ/ት ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐት ቅድሚያ ተመራፂ/ት ትከዉን/ት |
| መተሓሳሰቢ |
 |