https://milkta.com/ti/jobs/display/18
ሆስፒታል መቐለ
መፀውዒ መደብ ን/ምም/ር ኪኢላ
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 11, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰንበት ሕዳር 15, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ
መብርሂ

ተደላይ ክእለት  

ብማናጅመንት፤ ማርኬቲንግ ዝተመረቀ/ት ናይ ንብረት ኣተሓዳድራን ክንክን ልምዲ ዘለዎ/ዋ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዋ ዝግጁ ዝከለ ብስነ-ምግባሩ መርኣያ ዝኮነ

ስራሕ ልምዲ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰረት 6+ ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎዋ/

ወርሓዊ መሃያ

2934.00

ዘድሊ በዝሒ 1

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ

  • ናይ ምዝገባ ዐለት ካብ 10/03/2006-15/03/2006 ዓ/ም

  • ምልመላ ዝካየደሉ ዐለት 17/03/2006 ዓ/ም

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ሆስፒታል መቀለ ደ/ከ/ስ/ኣ/ሰራሕ/ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት

  • ተወዳደርቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል/ትክእል

  • ፈተና ዝካየደሉ ዕለት /03/2006 ዓ/ም ሰዓት 3:00

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle