ኦፊስ ምምሕዳር ፀሓፊት

ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር
መብርሂ

ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

Diploma

Secretary

Ssos

IT

ተደላይይ ክእለት

Diploma

Secretary

Ssos

IT

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ዕድመ ትሕቲ 30 ዓመት

መመዝገቢ ቦታ ጮምዓ ዩኔን ልቃሕ ዕቃርን ጎኒ ወጋገን ባንኪ እንኮዶ ቅርንጫፍ

መመዝገቢ ዕለት ካብÂ 10 /11 /2009 ዓም ክሳብ 15 /11 /2009 ዓም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ናይ ቃል ፈተና 17 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን

ፅሑፍ ፈተና 18 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 Â ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914091908

Share this Post:
ድሕሪት