| ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኦፊስ ምምሕዳር ፀሓፊት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሓምለ 11, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሓምለ 15, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፋና መናእሰይ ልቃሕን ዕቃርን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | Diploma Secretary Ssos IT |
| ተደላይይ ክእለት | Diploma Secretary Ssos IT |
| ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ዕድመ ትሕቲ 30 ዓመት መመዝገቢ ቦታ ጮምዓ ዩኔን ልቃሕ ዕቃርን ጎኒ ወጋገን ባንኪ እንኮዶ ቅርንጫፍ መመዝገቢ ዕለት ካብÂ 10 /11 /2009 ዓም ክሳብ 15 /11 /2009 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ናይ ቃል ፈተና 17 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን ፅሑፍ ፈተና 18 /11 /2009 ዓም ሰዓት 3:00 Â ንጉሆ ቦታ ጫምዓ ዬኔን ልዕቃርን ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914091908 |