ፕላምበር /Plumber/

ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን
መብርሂ

ኦፕን ናይ ማይ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ደረጃ ክልተ

COC ደረጃ ብደረጃ ዝሐለፈ ከቅርብ ዝክእል

ተደላይይ ክእለት

ደረጃ ክልተ

COC ደረጃ ብደረጃ ዝሐለፈ ከቅርብ ዝክእል

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

አመልክቲ ናይ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምዲ ማስረጃ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተካታተልቲ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉሽጢ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ሬጅስትራር ቢሮ ብኣካል እንዳቀረብኩም ምምዝጋባ ከምትክእሉ ነፍልጥ

ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ጥዕና ጣበያ ልምዓት ባንኪ 2ይ ደብሪ ስቁ 0914729893

Share this Post:
ድሕሪት