| ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፕላምበር /Plumber/ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሰነ 24, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 27, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኦፕን ናይ ማይ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ደረጃ ክልተ COC ደረጃ ብደረጃ ዝሐለፈ ከቅርብ ዝክእል |
| ተደላይይ ክእለት | ደረጃ ክልተ COC ደረጃ ብደረጃ ዝሐለፈ ከቅርብ ዝክእል |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | አመልክቲ ናይ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምዲ ማስረጃ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተካታተልቲ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉሽጢ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ሬጅስትራር ቢሮ ብኣካል እንዳቀረብኩም ምምዝጋባ ከምትክእሉ ነፍልጥ ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ጥዕና ጣበያ ልምዓት ባንኪ 2ይ ደብሪ ስቁ 0914729893 |