| ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንሻል ኦዲተር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 15, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሰነ 21, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቀፂሉ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ንሐደሽቲ ተመረቅቲ ክምድብ ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ድግሪ : 2ይ ድግሪÂ |
| ተደላይይ ክእለት | አካወንቲንግ : አካዉንቲንግና ፋይናንስ : ቢዝነስ ማኔጅመንትÂ ቢዝነስ ማኔጅመንት |
| ልምዲ ስራሕ | ድግሪ 0 ዓመት : 2ይ ድግሪ 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኩን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ አብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ግዜ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብ |