ዓቓቢ ሕጊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
መብርሂ
በዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሊ ዝተሓበረ መሰረት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ተደላይ ክእለት LLB ብሕጊ ዝተመረቀ ን1ይ ዲግሪ 2+ ዓመት ንማስተር 0 ዓመት ቀጥታ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልመዲ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ልመዲ ስራሕን ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማእከል ዳይነትን ዝሰልጠነ ምኳኑ ምስክር ወረቐት ዝቅርብ ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ መዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትግራይ ኣውራ ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብን ህንፃ ማሕበር ጉዳኣት ኵናት ትገራይ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 10 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/07/2006 ክሳብ 20/7/2006 ዓ/ም
Share this Post:
ድሕሪት