https://milkta.com/ti/jobs/display/173
ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ
መፀውዒ መደብ ዓቓቢ ሕጊ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 19, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 22, 2006
ቦታ ላ/ኣድያቦ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ በዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሊ ዝተሓበረ መሰረት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ተደላይ ክእለት LLB ብሕጊ ዝተመረቀ ን1ይ ዲግሪ 2+ ዓመት ንማስተር 0 ዓመት ቀጥታ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልመዲ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ መተሓሳሰቢ ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ልመዲ ስራሕን ኦርጅናልን ዘይምልስ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማእከል ዳይነትን ዝሰልጠነ ምኳኑ ምስክር ወረቐት ዝቅርብ ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ መዓል መዚ ልምዓት ኣባይቲ ክ/ትግራይ ኣውራ ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብን ህንፃ ማሕበር ጉዳኣት ኵናት ትገራይ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 10 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/07/2006 ክሳብ 20/7/2006 ዓ/ም
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle