| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ምርባሕ ደርሁት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሰነ 14, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 20, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ስራሕቲ ልምዓት ደርሆ ንምጅማር ኣብ ምንቅስቃስ እንርከብ ኮይና ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክትቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቐ |
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | ተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ ሐደ ዓመት ዘለዎ |
| መተሓሳሰቢ |
|