| ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ድራፍትስ ማን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰንበት ጉንበት 6, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 10, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዉሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡ እዉን ቁፃር ሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረ/ቀ |
| ተደላይይ ክእለት | ብድራፍትንድ ንድፊ: Â ብኣርክቴክቸር : ብኢንጀነሪንግ ድሮዊንግ እና ዲዛይን Â : ብኣዉቶ ካድን ሶሊድ ወርክን ወይም ብካትያ ወይም ብኣርኪካድÂ |
| ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት ኣግባብነት ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ |
|