ናይ ሪስክ ምምሕዳርን ግልጋሎት ኦዲትን ሓላፊ

ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር
መብርሂ

ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

2ይ ዲግሪ 8ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ /ት ዝኮነ ይምረፅ

1ይ ዲግሪ 10ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ ት ዝኮነ ይምረፅ

መተሓሳሰቢ

መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ

Share this Post:
ድሕሪት