| ካዛ ናይ ካፒታል አቁሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዩን ማህበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ናይ ሪስክ ምምሕዳርን ግልጋሎት ኦዲትን ሓላፊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 30, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 4, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ካዛ ካፒታል አቁሑት ፈይናንስ ኣክስዮን ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት | ብኣካዉንቲንግ ወይ ፋይናንስ ወይ ኣግባብነት ዘለዎ ሞያ ዝተመረቀ/ት 2ይ ዲግሪ /1ይ ዲግሪ |
| ልምዲ ስራሕ | 2ይ ዲግሪ 8ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ /ት ዝኮነ ይምረፅ 1ይ ዲግሪ 10ተ ዓመት ኮይኖ ብኦዲትን ሪስክን ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ ት ዝኮነ ይምረፅ |
| መተሓሳሰቢ | መረዳእታ ትምህርትን ስራሕን ኦርጅናል ፎቶኮፒን ከምኡዉን መለለዮ ካርዲ ብምሓዝ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 3ይ ፎቅ ክትምዝገቡ ትክእሉ |