በዓል ሞያ ሕጊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ብ ሕጊ

ተደላይይ ክእለት

ኪኢላ ሙያ ሕጊ መምካርን ምምጉዳትን ምክሳስን ወዳኢ ነገርን ብምካን ዝሰረሐ

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዕለት ካብ 07/ 07 /2009 ዓም ክሳብ 14 /07/ 2009 ዓም

መመዝገቢ ቦታ: ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ

በቲ ትካል መሰረት ጥቅማጥቅምን ንሞባይልን ንትራንስፖርትን ይህልዎ

Share this Post:
ድሕሪት