| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ሕጊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 8, 2009 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ መጋቢት 14, 2009 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ ብ ሕጊ |
| ተደላይይ ክእለት | ኪኢላ ሙያ ሕጊ መምካርን ምምጉዳትን ምክሳስን ወዳኢ ነገርን ብምካን ዝሰረሐ |
| ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ዕለት ካብ 07/ 07 /2009 ዓም ክሳብ 14 /07/ 2009 ዓም መመዝገቢ ቦታ: ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ በቲ ትካል መሰረት ጥቅማጥቅምን ንሞባይልን ንትራንስፖርትን ይህልዎ |