ሽያጭ ካሸር /ገንዘብ ተሓዚት/

ትካል ንግዲ ጉና
መብርሂ

ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝተ /ዉ /ማ እዚ ዝስዕብ ረቆሒታት ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኮሌጅ (12+2) ዲፕሎማ TVET (10+3) Level III ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ/ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ

ወይ ከዓ TVET (10+2) Level II ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ

ተደላይይ ክእለት

ኮሌጅ (12+2) ዲፕሎማ TVET (10+3) Level III ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ/ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ

ወይ ከዓ TVET (10+2) Level II ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ስራሕ ቦታ : ዓዲግራት :አለማጣ :ኣክሱም Â : ዓፋር /ሎጊያ

ዝምገብሉ ቦታ : መቐለ ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሃላ ዝተዉ ማሕበር መድህን ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 200

ስልኪ ቀፅሪ Â 0344 40 57 44Â /0914729001 Â መቐለ

0914 049207 ኣክሱም

0914 16 42 75 ዓደግራት

0934 59 24 08 ኣለማጣ

Share this Post:
ድሕሪት