ትካል ንግዲ ጉና | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሽያጭ ካሸር /ገንዘብ ተሓዚት/ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም መጋቢት 2, 2009 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 5, 2009 |
ቦታ | አለማጣ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 4 |
መብርሂ | ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓ /ዝተ /ዉ /ማ እዚ ዝስዕብ ረቆሒታት ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ኮሌጅ (12+2) ዲፕሎማ TVET (10+3) Level III ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ/ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ ወይ ከዓ TVET (10+2) Level II ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ |
ተደላይይ ክእለት | ኮሌጅ (12+2) ዲፕሎማ TVET (10+3) Level III ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ/ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ ወይ ከዓ TVET (10+2) Level II ዘጠናቀቀ ብኣካዉንቲንግ ባንኪንግ ኢንሹራንስ ወይ ከዓ ተዛማዲ ዘለዎ |
ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
መተሓሳሰቢ | ስራሕ ቦታ : ዓዲግራት :አለማጣ :ኣክሱም Â : ዓፋር /ሎጊያ ዝምገብሉ ቦታ : መቐለ ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሃላ ዝተዉ ማሕበር መድህን ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 200 ስልኪ ቀፅሪ Â 0344 40 57 44Â /0914729001 Â መቐለ 0914 049207 ኣክሱም 0914 16 42 75 ዓደግራት 0934 59 24 08 ኣለማጣ |