በዓል ሞያ መሸጣ I

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መብርሂ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይÂ ድማ ደረጃ IIIÂ ወይ ቢኤ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይÂ ድማ ደረጃ IIIÂ ወይ ቢኤ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይÂ ድማ ደረጃ III 2 ዓመት

ቢኤ ዲግሪ 0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ነዚ ዘማላኩም አመልከቲ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኩሉሻዕ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ፐርሶኔል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅ 406 እናቀርብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ

Share this Post:
ድሕሪት