https://milkta.com/ti/jobs/display/1591
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መፀውዒ መደብ በዓል ሞያ መሸጣ I
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 16, 2009
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 19, 2009
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይÂ ድማ ደረጃ IIIÂ ወይ ቢኤ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይÂ ድማ ደረጃ IIIÂ ወይ ቢኤ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

ኮሌጅ ዲፕሎማ ወይÂ ድማ ደረጃ III 2 ዓመት

ቢኤ ዲግሪ 0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ነዚ ዘማላኩም አመልከቲ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኩሉሻዕ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ፐርሶኔል ኦፊሰር ቢሮ ቁፅ 406 እናቀርብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle