ክኢላ ምም/ር ፅሬትን ኢንስፔክሽን ዕደጋን

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብዙይ ቐፂሉ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኤሌትሪካል / መካኒካል መሃንዲስን ናይ መጀመሪያ ዲግሪÂ

ተደላይይ ክእለት

ብኤሌትሪካል / መካኒካል መሃንዲስን ናይ መጀመሪያ ዲግሪÂ

ልምዲ ስራሕ

3 ዓመት ስራሕ ልምድን ካብኡ ንላዕሊን ዘለዎ/ዋ ንፅንዓት ዲዛይን ዘገልግሉ ዝተፋለለዩ ሶፍትዌር ክእለት ዘለዋ/ዎ ጋንታ አተሓባቢረካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዋ/ዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ ንለዉጢ ዝተቀረበ

መተሓሳሰቢ

እቲ ዝተጠቀሰ ስራሐ መደብ እተማልኡ ተወደደርቲ ስራሕ ልምዲ ትምህርቲ መረዳእታኩም ዝተጠቀዐሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኦርጅናል ምስ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቢሮ ቁፅሪ 11 እናደቐረብኩም ክትምዘገቡ ንዕድም

Share this Post:
ድሕሪት